ሓበሬታ/ዜና

ዓለምለኻዊ ይኣክል ብሓባራዊ ወፍሪ ኣብ 6ተ ከተማታት ኤርትራ በረርቲ ጽሑፋት ዘርጊሑ! #ጽምዶ #Eritrea #Yiakl
ዓለምለኻዊ ይኣክል ብሓባራዊ ወፍሪ ኣብ 6ተ ከተማታት ኤርትራ በረርቲ ጽሑፋት ዘርጊሑ! #ጽምዶ #Eritrea #Yiakl
"ነጸብራቕ ምስጢራዊ ውዕላት ኢሰይያስን ኣቢን"
"ነጸብራቕ ምስጢራዊ ውዕላት ኢሰይያስን ኣቢን"
መግለጺ ናይ ኢትዮጵያ ብልጽግና ፓርቲ
"ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበረና ጸላዊ ተራ ንምምላስ ተጊህና ንሰርሕ ኣለና" መግለጺ ናይ ኢትዮጵያ ብልጽግና ፓርቲ #ይኣክል #Yiakl #Eritrea
ናይ ክተት መጸዋዕታ ነቲኣ መጻወቲታ ነቲኣ ጻዕረ-ሞታ #ይኣክል #Yiakl #Eritrea
ናይ ክተት መጸዋዕታ ነቲኣ መጻወቲታ ነቲኣ ጻዕረ-ሞታ #ይኣክል #Yiakl #Eritrea
ካልኣይ ጻዊዒት ክተተ ኣብ 6 ወርሒ #Yiakl #Eritrea
ስርዓት ኢሰያስ ክተት ኢሉ ብዘይዕላዊ ኣገባብ ካብ ዝጽውዕ ገለ ኣዋርሕ ሓሊፉ ኣሎ። እዚ ካልኣይ ጻዊዒት ክተተ ኣብ 6 ወርሒ ዝግበር ዘሎ ንምንታይ እዩ።
#ይኣክል #ኤርትራ #Yiakl ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንመግለጺ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብትሪ ይኹንን።
ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንመግለጺ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብትሪ ይኹንን። ኩልና ኤርትራዉያን ንሽርሒ ኢሰያስን ኣቢይን ክንቃለስን ንልኡላዉነት ሃገር ደው ክንብል ይጽውዕ። #ይኣክል​ #ኤርትራ​ #Yiakl​ #GlobalYiakl​ #Eritrea