16.8 C
London
Monday, June 16, 2025

Buy now

spot_img
HomePress Release

Press Release

ጋዜጣዊ መግለጺ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን: ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 24 ግንቦት 2025

ኤርትራ፡ ንመበል 34 ዓመት፡ መዓልቲ ናጽነታ ተብዕል ኣላ። ኩሎም እቶም ናጽነት ኤርትራ ክውን ንምግባር ክቡር ሂወቶም ዝሃቡ ከኣ፡ በዚ ኣጋጣሚ ብሓበን ክዝከሩ ይግባእ። ህዝቢ...

ንህዝብ ሃገርን ኤርትራ ዝጣበቕ፡ ብዓንቶቦ ደላይ-ለውጢ እምበር፡ጉጅለ ህግደፍ ኣይኮነን።

ኣብዚ ቅንያት`ዚ፡ እቲ ብውሽጢ ውሽጥን፡ ብውልቀሰባትን ጥራይ ክስማዕ ዝጸነሐ፡ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሊብያ ዝቐመጡ ዘለዉ ስደተኛታት፡ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ኣሎ። እዞም ሃገር-ኣልባ ኮይኖም ንበረኻታት...

ጋዜጣዊ መግለጺ: መንግስቲ ብልጽግናን ናይ ዓሰብ ወስታታቱን

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕጂውን ከበሮ ኲናት ክድሰቕ ይሰምዕ ኣሎ። እቲ ኲናት ይጀመር ኣይጀመር፡ እቲ ከበሮ ኲናት ከምቲ ልሙድ ብእውጅ ምድሳቑ፡ ኣብቲ ድሮ ንልዕሊ 70 ዓመታት...

እንቛዕ ናብ መበል 114 ዓመት መዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብጻሓና – ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን

ሎሚ መዓልቲ፡ 8 መጋቢት 2025፡ እታ ብዓለም ደረጃ እትኽበር ዕለት፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኢያ። ደቀንስትዮ ዓለምና፡ ናብዚ ሕጂ ዘለዎኦ ናይ መሰል ደረጃ ንኽበጽሓ፡ ብዙሕ መስገደል...

ደምዳሚ ኣዋጅ ሳልሳይ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን

ደምዳሚ ኣዋጅ ሳልሳይ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ሳልሳይ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ “ውህደት ቀስትታትና ናብ ቀዳማይ ጸላኢና” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፡ ካብ...

Follow Us

16,400FansLike
745FollowersFollow
2,870SubscribersSubscribe
Latest Articles