9.7 C
London
Friday, April 26, 2024

Buy now

spot_img
HomeAchievements

Achievements

ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብርጣንያን ኣየርላንድን፡ ንዓባይ ብርጣንያ ይኸስስ

ብሓምለ ዕለት 21,2023፡ ፈስቲቫል ኤርትራ ምልክት ሓድነትን ባህላዊ ውርሻን ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብርጣንያን ኣየርላንድን፡ ኣብታ እንኮ...

መግለጺ ደገፍን ብርጌድ ንሓመዱ – ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኣውስትራልያ

እዚ ቅንያት እዚ፡ እቲ ንኤርትራ ንልዕሊ ሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብዘይ ሕግን ሕገ መንግስትን ብሓይሊ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ውልቀመላኺ፡ ብስም ባህላዊ ፌስቲቫላት በቲ ሓደ ነቲ...

ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ጨንፈር ደንማርክ 3ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ።

ብዕለት 01 ሓምለ 2023፡ ኣብ ደንማርክ ከተማ ሆልስትብሮ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ጨንፈር ደንማርክ 3ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብዚ ጉባኤ ክልተ ዓበይቲ ኣጀንዳታት ክሳልጥ ከም መደብ...

ብሰልፊ ሊበራል ሽወደን ዝተወደበ ርክብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ

ብሰልፊ ሊበራል ሽወደን ዝተወደበን፡ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዝተረኽብሉን ሰሚናር ትማሊ ኣብ ቀጽሪ ባይቶ ሽወደን ተኻይዱ። ዕላማ ናይቲ ዘተ ብዛዕባ ስርዓት ህግደፍ ኣብ...

Follow Us

16,400FansLike
745FollowersFollow
2,540SubscribersSubscribe
Latest Articles