Introduction
Welcom to Global Yiakl Eritrean Movement. Our mission is to strive for a just, equitable, and constitutional Eritrea.By completing this form, you will become a member of both your local chapter and the global movement.Your information will helps us connect you with activities in your area and strengthen our efforts worldwide.
መእተዊ
እንቋዕ ብደሓን ናብ ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ ይኣክል ኤርትራውያን መጻእኩም! ዕላማና ንፍትሒ፡ማዕርነትን ቅዋማዊት ኤርትራን ምቅላስ እዩ።ነዚ ቅጥዒ’ዚ ብምምላእ፡ ንጡፍ ኣባል ናይ’ቲ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ጨንፈር ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስል ይኣክል ኤርትራውያንን ናይ’ቲ ብዓለም ደረጃ ዝተጠርነፈ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ ይኣክል ኤርትራውያንን ክትኮኑ ኢኹም።እትመልእዎ ሓበሬታ ድማ ኣብ ከባቢኹም ምስ ዝካየዱ ንጥፈታት ከነራኽበኩምን ጻዕርታትና ኣብ መላእ ዓለም ከነዋሃህድን ክሕግዘና እዩ።
Click the link below:


